top of page
Working Together


ጽፉፍ ናይ ማንዛን (ኦንላይን) ብኣካልን ትምህርቲ

ንነፍሲ ወከፍ ሃጓፋት ናይ ሂወትኩምን ሂወት ድቅኹምን ከማልእ ዝኽእል ብናይ ዓመታት ተመኩሮ ዘለዎም ፕሮፈሽናላት ሰራሕተኛታት ዝወሃብ ናይ ትምህርቲ ሓገዝ ንምርካብ ናብ ጽላል ብምምጻእ ተገልገሉ። ጽላል፡ ጠለባትኩም ዘማልኡ ዝተፈላለዩ መፍትሒታት ዘቕርብ ትካል እዩ። ነፍሲ ወከፍ ዓሚል ዝተፈላለየ ጠለባት ከምዘለዎ ፈሊጥና፣ ንኹሉ ዕጋበት ዝህብ ኣገልግሎትና ምስ ፍሉይ ድሌታትኩም ከም ዝሰማማዕ ክንገብር ኢና። ብዛዕባ ኣገልግሎታትናን መፍትሒታትናን ንምፍላጥ ርኸቡና።

Working With Headphones
Writing on Glass
Stationary photo

ንህቦም ኣገልግሎታት

Home: Bookings Widget

ብዛዕባ ካልኦት ኣብ ላዕሊ ዘይተጠቕሱ ኣገልግሎታት ክትሓቱ ምስ ትደልዩ!

Thanks for submitting! We’ll send you a price quote soon.

Home: Get a Quote
  • Facebook
  • Twitter
  • LinkedIn

©2023 by Tslal

bottom of page